Tigrinya Bible Please click here to read Bible in Tigrinya መጽሓፍ ቅዱስ ንምንባብ አብዚ ጠውቑ
ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዂሉ
ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡
ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡
ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ። ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን
እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን። ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡
ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ ኣሎ።
(ወንገል ዮሃንስ 3:16)
ቃልካ ንኣግረይ መብራህቲ ንመንገደይ ብርሃን እዩ::
(መዝሙር ዳዊት 119:105)
|
|